ዝምልከቶ ሰብ: ኣብ ናይ ትሕቲ ዕድመ ካምፒ ሰንትሩም ባረግ ላንግናው ዝቂመት ዝነበርን ዘሎን ተሳታፊ ናይዚ ግብጃ እዩ።
ፕሮግራማት ናይ ግብጃ
09:00 ቅ.ቀትሪ ምድላዋት ናይ ዴኮሬሽንን ካልኦት ምቅርራባትን
01:00 ድ.ቀትሪ ንኸፍተሉ ስዓት
04:00 ድ.ቀትሪ ንዕንገለሉ ስዕት
05:00 ድ.ቀትሪ ናይ ምዝንጋዕ መደባት ንኣብነት፣ ደርፍታት፣ ሳዕስዒት፣ ግጥምታት፣ መዛናግዒ ዕላላት ወዘተ
08:00 ድ.ቀትሪ መደባትና ንዓጽወሉ
08:30 ድ.ቀትሪ ብሓባር ዝወዓልናሉ ምድሪ-ቤት ብሓባር ነጽርየሉ ስዓት
10:00 ድ.ቀትሪ ብሰናይ ንፋነወሉ
Source: facebook.com/events/335238023620778