ብከመይ ባዕልኻ ናይ ኤችፒቪ/HPV ኤችፒቪ/HPV መርመራ ከምዝግበር
ካብ ቪክቶሪያ መንሽሮ ቤት ምኽሪ ብዝተውሃበ ፍቓድ ቅዳሕ ምስሊ ስእሊ
ቀዳማይ ደረጃ
ኻልኣይ ደረጃ
ሳልሳይ ደረጃ
ራብኣይ ደረጃ
• ውሽጢ ስረኺ ትህት ኣብልዮ
• ተመዓራሪኪ ፅንሒ
• እታ መፅረጊት ናብታ ቱቦ ኣእትውያ
• እቲ ቀይሕ መክደን ዝውር ኣቢልኪ ነታ መፅረግቲ ኣውፅኢያ
• እቲ መፅረጊት ናይ ብልዕትኪ ኣእትውያ ክሳብ ናይ ቀይሕ ምልክት
• እታ መፅረጊት ቀስ ኣቢልኪ ዘወር ዘወር ክሳብ 1 - 3 ግዘ
• እቲ ቀይሕ ምልክት ብምርእይ ጥቃ እታ ልስልስቲ ጫፍ ኣስተውዕላ
• እታ መፅረጊት ኣውፅእያ • ሕማም ክስማዕኪ የብሉን
• እታ መፅረጊት ናብ ሓኪም ወይኻዓ ነርሲ መሊስኪ ምሃብ • ሕቶ እንተሃልዩኪ፤ ንናትኪ ሓኪም ወይኻዓ ነርሲ ሕተቲ
ናትኺ ሓኪም መፅረጊ ይሕበኪ ልስሉስ ጫፍ
ቀይሕ ምልክት
www.vcspathology.org.au
ናይ ቅዳሕ መሰል መተሓሳሰቢ © 2020 VCS Foundation Ltd. (ACN 609 597 408) እዚ ፅሑፍ መሰሉ ዝተሓለወ ብዘይ ፍቕድ በዓል ፅሑፍ ዋና ምቅዳሕ (ምብዛሕ) ብናይ ኣውስትራሊያ ሕጊ ዝተደንገገ ምዃኑ እዩ። ኩሎም መሰላት ዝተቆጠቡ እዮም። ነዞም ፅሑፋት ብዘይ ፅሑፋዊ ፍቓድ ዝኾነ ቅዳሕ ወይ ምስርጫው ብባዕልኪ ንምብዛሕ መሰል ስልጣን የብልኪን።
Corp-Mkt-Pub 117 V5