20 ኣብመበልዕስራንኣርባዕተንመዓልቲናይታወርሒድማ ከምብሓድሽቃልእግዚኣብሄርናብሃጌመጸ።
21 ንዘሩባቤልኣመሓዳሪይሁዳ፡ሰማይንምድርንከንቀጥቅጦ እየ፡ኢልካተዛረቦ።
22 ዝፋንመንግስታትከውድቖእየ፡ሓይሊመንግስታትኣህዛብ ድማከጥፍኦእየ።ነቶምሰረገላታትንነቶምኣብኣቶምዝጋልቡን ድማከውድቖምእየ።ኣፍራስንተቐዳደምቶምንድማነፍሲ ወከፎምብሰይፊሓዉክወርዱእዮም። 23 በታመዓልቲእቲኣ፡ይብልእግዚኣብሄርጐይታሰራዊት፡ዎ
ዘሩባቤል፡ባርያይወዲሸልጥኤል፡ኣነሐረየካእየእሞ፡ከም ምልክትክገብረካእየ፡ይብልእግዚኣብሄርጐይታሰራዊት።