ኢየሱስክርስቶስ
ጥራይእዩዘድሕን
ወዲክትወልድእያ፡ንሱድማንህዝቡካብሓጢኣ ቶምኬድሕኖምእዩእሞ፡ስሙየሱስክትሰምዮኢ
ኣምላኽሲብእኡዚኣምንዘበለናይዘለኣለምህይ ወትምእንቲኺረክብእምበር፡ከይጠፍእ፡ነቲሓ ደወዱኽሳዕዝሃቦ፡ንዓለምኣዝዩኣፍቀራ።ዮ
3፡16
ኢየሱስከኣመገድንሓቅንሕይወትንኣነእየ፡ ብዘይካብኣይሓደእኳናብኣቦዚመጽእየልቦን ።ዮሃንስ14፡6
ኣብትሕቲሰማይንደቂሰባትዝተዋህበካልእስ ምየልቦን፡ብእኡክንድሕንዝግበኣናስምየልቦ ን።ግብሪሃዋርያት4፡12
ክርስቶስከምቅዱሳትመጻሕፍቲምእንቲሓጢኣት ናከምዝሞተ፡ቅድሚዅሉእቲኣነእተቐበልክዎ ኣሕሊፈኩምአሎኹ።ከምዝተቐብረንብሳልሳይመ ዓልቲከምዝተንሥኤንድማከምቲቅዱሳትመጻሕፍ
ብእኡብደሙምድሓን፡ሕድገትሓጢኣትንከምሃብ
ምሉእብምሉእክንርድኦምዝግበኣናኣርባዕተሓቅታትኣለዉ፤
1.ኣምላኽኣዝዩእዩዘፍቅረካ።
ምስኡኣብሰማይናይዘለኣለምህይወትክህልወካእዩዝደሊ። ኣምላኽሲብእኡዚኣምንዘበለናይዘለኣለምህይወትምእንቲ
ኺረክብእምበር፡ከይጠፍእ፡ነቲሓደወዱኽሳዕዝሃቦ፡ንዓ
ለምኣዝዩኣፍቀራ።ዮሃንስ
ምስኡብዙሕንትርጉምዘለዎንህይወትክህልወካእዩዝደሊ።
ሰራቒክሰርቕንክቐትልንከጥፍእንእምበርኣይመጽእንእዩ፡
ኣነህይወትምእንቲኺረኽቡንብብዝሒምእንቲኺረኽብዋንእየ
2.ሰብብባህሪኡሓጢኣተኛእዩ።ስለዚድማእዩካብእግ
ኩሎምሓጢኣትገይሮምእዮም።
ኵሎምሓጢኣትገይሮም፡ክብሪኣምላኽውንጐዲሎምእዮ
ም።ሮሜ3፡23
ፍቕሪገንዘብሱርኩሉክፉእእዩእሞ...1
6፡23
መጽሓፍቅዱስክልተዓይነትሞትብግልጺይገልጽ፤
•ኣካላዊሞት።
ከምቲንሰብሓንሳብክሞቱዝተመደበ፡ድሕሪኡግናፍርዲ
9፡27
•መንፈሳዊሞትወይዘለኣለማዊምፍልላይካብኣምላኽኣ
ብሲኦል
እቶምፈራሓትንዘይኣምኑንፍንፉናትንቀተልትንኣመንዝ ራታትንጠንቆልትንኣምለኽቲጣኦትንኵሎምሓሰውትንግ ናኣብቲብሓውንድንንዚነድድቀላይግደኦምኪህልዎምእ
21፡8
ሰብብምኽንያትሓጢኣቱካብእግዚኣብሔርዝተፈልየእ ንተኾይኑመፍትሒናይዚሽግርእንታይእዩ
ካብእግዚኣብሔርግንሓደፍታሕጥራይእዩ።
3.ኢየሱስክርስቶስእቲእንኮመገዲናብሰማይእዩ።
እዚናይእግዚኣብሔርኣዋጅእዩ።
ኢየሱስከኣመገድንሓቅንሕይወትንኣነእየበሎ።ዮሃ
ንስ14፡6
ምሉእመቕጻዕቲሓጢኣትናከፊሉ።
ክርስቶስውንብስጋተቐቲልናብመንፈስግናህያውኰይኑና
ብኣምላኽምእንቲኼብጽሓናሲ፡ሓንሳብስለሓጢኣትተሳቐ የ፡ጻድቕስለዓመጽቲ፡
ብእኡብደሙምድሓን፡ሕድገትሓጢኣትንከምሃብቲጸጋኡን
ናይዘለኣለምህይወትተስፋኣለዎ።
እቲብወዲዚኣምንናይዘለኣለምህይወትኣላቶ፡እቲብወዲ ዘይኣምንከኣህይወትኣይኪርኢንእዩ።ቍጥዓኣምላኽግና ኣብልዕሊኡይነብር።ዮሃንስ3፡36
ዓስቢሓጢኣትሞትእዩእሞ፤ውህበትኣምላኽግናብኢየሱስ
ክርስቶስጐይታናናይዘለኣለምህይወትእዩ።ሮሜ6፡23
4.ክንድሕንብኢየሱስክርስቶስክንኣምንየድል
ምድሓንናብናይእግዚኣብሔርጸጋብእምነትኣብ ኢየሱስክርስቶስእዩ።
ብጸጋብእምነትስለዝደሓንኩም።እዚኸኣካብ ገዛእርእስኹምኣይኰነን፡ውህበትኣምላኽእዩ ፡ሓደእኳከይምካሕ፡ብግብሪኣይኰነን።ኤፌሶ ን2፡8-9
ስምእግዚኣብሄርዚጽውዕዘበለኺድሕንእዩ።ሮ
ነዚብእምነትጸልዩ፤
ጎይታኢየሱስስለዘፍቀርካኒብጣዕሚየመስግነ ካ።ሓጢኣተኛምዃነይይናዘዝይቕረታኹምድማእ ልምነኩምኣለኹ።ስለቲኣብመስቀልሞትካ፡ምቕ ባርካ፡ንኹሉሓጢኣተይንምኽፋልትንሳኤካየመ ስግነካ።ከምጎይታይንመድሓኒየይንእኣምነካ ኣለኹ።ናይዘለኣለምህይወትህያብካተቐቢለሕ ይወተይኣሕሊፈካእህበካ።ንኹሉትእዛዛትካክ እዘዝንኣብቅድሜኻባህዘብልክኸውንንሓግዘኒ
ብኢየሱስክርስቶስተኣሚንካእንተኾንካእዚዝስዕብኣጋ
ጢሙካኣሎ፤
•ሕጂ፡ምስኣምላኽዘለኣለማዊህይወትኣሎካ።
እቲንወዲዝረኣየንብእኡዚኣምንንዘበለዅሉናይዘለኣለ ምህይወትኪረክብ፡እቲዝለኣኸኒድማእዚእዩእሞ፡ኣብታ
ዳሕረዋይመዓልቲኸተንስኦእየ።ዮሃንስ6፡40
•ኩሉሓጢኣትካተኸፊሉንተሓዲጉልካንእዩ። (ሕሉፍ፡ህሉው፡መጻኢ)
እዚሰብኣይእዚግናንዘለኣለምሓደመስዋእቲሓጢኣትምስ ኣቕረበ፡ኣብየማንኣምላኽተቐመጠ።እብራውያን10፡12
•ኣብቅድሚኣምላኽሓድሽፍጥረትኢኻ።መጀመርታሓድሽህይወት ካ’ዩ።
ስለዚሓደእኳብክርስቶስእንተሎሓድሽፍጥረትእዩ፡ኣረጊት
ሓሊፉእዩ።እንሆ፡ኵሉሓድሽኰነ።2
ነቶምዝተቐበልዎግናነቶምብስሙዝኣምኑደቂኣምላኽኪዀኑስ
1፡12
ሰናይግብሪንድሕነሉመንገዲዘይኮነስመርትዖወይፍረድሕነት ናእዩ።
ንሕናብክርስቶስየሱስናብሰናይግብሪዝተፈጠርና፡ኣምላኽብ እኡኽንመላለስኣቐዲሙዝሰርዖ፡ስርሑኢና።ኤፌሶን2፡10
ኣምላኽይምሓርካ!