Infoheft tigrinya

Page 1

Talst raße

SÜ DVO R S TA DT

63

Pu sc hs tr.

64

Friedenspark

69

62

68

le üh

Stö

-

r

en Pr

r St

t an

t te r i tze

rfer

ndo

inau

Zwe

Straße

65

67

user lzhä Ho

T H O N B ER G

R EU D N I T Z

Park

ecks tr.

R ie b

Lene -Voig t-

70

.

r S tr a

Richard-Lehmann-Str.

46

Jo h

36

le e

sa l

an ni

e

in s t r aß

Ho lste

N ürn berg e

t-Eisner-Straß e

hard-Göring-Straße

el

66

ße

Stra

d

m

So

2

Hoffmann-Straße

Pommern str.

e Kolmstr.

-

tr. ns

Al le

Stünz

fe

m er

in

tr.

St

öt

t er

rL

r St

an ds tra

ß

r Str.

Pau nsd orfe

tshaine

itz e

Albrech

rS

W

le üh dm

ld e

Täubche nweg

6

5

4

ሓበረታ

ag Pr

er



ሓበረታ ልፕዚግ ከም ከተማ ከመይ ገርካ ትፈልጣ →

መግለጺ፣

ቁጽሪ ስም ትሕዝቶ ነጻ ኢንተርነት   ኣድራሻ → ሚስ ማኪና ባቡር  ጊዘ  ተለፎን አማኢል ኣድራሻ ኣብ ክምፑተር ኣብ ፋስቡክ



ሰላም አዛ ኣብ አድኩም ሕዝኩምዋ ዘለኩም መዐሕፍ ንኩሉ ሰብ ጋሽ ሰብ ትሕግዝ አያ፣ ብፍላይ ኣብዛ ዘለኩምዋ ከተማ ለፕዚግ ኣገዳሲ ሓበረታ ኣለዋ። ኣገድሲ ዝበልናዮ ሓበረታ ከም በዓል፣ ሕክምና፣ ፋርማሲ ፣ ናይ ወረቅት ካብ ጆብ ሰንተር ናይ ኩሉ ሕበረታ ንተሓባበረኩም ገዛሚስ ኢትደልዩ። ከሙ ድማ ብዝኮነ ንድግፈኩም፣ ብከሙ ኣብዛ መዐሓፍ ኩሉ ተዘርዚሩ ኣሎ። ብጀካ አዚ ከም በኣል ቦታ መዘናግዒ ትረክቡሎም ኣለዉ አንዳ ሻሂ፣ ሊብራርይ፣ ናይ ስፖርት ቦታ፣ ባህላዊ ቦታ መዘናገዒ፣ ናይ ሃይማኖት ቦታ። ኣብዛ መዖሓፍ ኩሉ ቁጽሪ ኣለው ሚታን ኪህግዝኩም ሚስታ ካርታ ገርኩም ተረክብ። ኩሎም ኣብዛ መዖሓፍ ዘለዉ ሓበረታ ብሕሱር ወይ ዲማ ብነዐ አዮም ንኩሉ ዝድግፉ፣ ካብ መንግስቲ ሓገዝ ዘይወስዱ ብፍታወም ሰብ ዝሕግዙ አዮም። ዓመት ዓመት ሓድሽ ሓበረታ አንተረክብና ንውስከሉ አና፣ ንዝያዳ ሓበረታ ጊና አዚ ተወከሱ (ብድሕሪት ኣለኩም ኣድራሻና)።

3


07

ህዝባዊ መጉዓዝያ

08

ኢንተርነት

09

ማሕበራውን ፣ ሕጋውን ምክርታት­

15

ናይ አስፒዳለ ናይ ኣእምሮን ደገፋት

16

ቓዋንቓ

21

ዉሑስ ቦታ

24

መራከቢ ቦታ ንቆልፁን መእሰያትን

26

ክዳውንትን ንብረትን


28

ቤት ዖዮ

31

ሊብራርይ

34

መግቢ ዝስተን

37

ነጻ ጊዘን ባህልን

40

ጀርዲን

42

መንፈሳውን ሃይማኖታውን ቦታ

44

ስፖርት

46

ለምለም ቦታ



ህዝባዊ መጉዓዝያ

ትከት ትከት ትገዝእሉ ቦታ ኣብ ፈርማታ፣ ኣብ ባቡር፣ ኣብ ኣውቶቡስ ክብ ኣውቲስታ ትገዝኡ። ነታ ትከት ከተህርምዋ ጊና ኣለኩም። ወይ ድማ easy.GO App ኣብ ኦን ላይን ትገዝኡ ከሙ ድማ ጊዘ ትፈልጡ መዓስ አታ ባቡር ትመጵእ ትፈልጥ። ዋጋ ናይ ትከት

ሓደ ትከት ናይ ሰዓት ናይ መዓልቲ ምሉእ ትከት ናይ ኪልተ ሰብ መዓልቲ ምሉእ ናይ ቆልዑ ትከት ካብ ሽዱሽተ ዓመት ክሳብ ዓሰርተ ኣርባዕተ እንስሳ፣ ብሽክለታ

02,60€ 06,90€ 10,50€ 01,00€ 01,80€

አንተ ለኢፕዚግ ፓስ ኣለካ ብዝሓሰረ ዋጋ ትከት ትገዝእ Leipzigpass ። ኣገዳሲ ኣብ ዝኮነ መጉዓዚ ሚስ ደየብኩም ተቆጳጸርቲ ኣለዉ ትከት ሚስ ዘይህልወካ 60€ መቅጻዕቲ። ብለይቲ ካብ ሰዓት 24:00 ካብ ሰዓት 05:00 ዝኮነ ባቡር ወይ ኣውቶቡስ የለዋን ጊና ለይታዊ ዝሰርሃ ኣለዋ 1 ሰዓት ቁሩብ ይድንጉያ። ንዝያዳ ሓበረታ ኣብ www.lvb.de

7


ኢንተርነት

ኣብ ከተማ ለኢፕዚግ ነጻ ኢንተርነት ኣለኩም ኣብ ፈርማታ ማአከል ከሙ ድማ ማርካቶ፣ ኣብ ንኮላይ በተክርስትያን Nikolaikirche ብነጻ ኣሎ አት ሽሙ ድማ ለኢፕዚጘር ይበሃል Leipziger። ከሙ ድማ ናይ ኮምፑተር ቦታ ኣብ ሊብራራይ። ኣብዛ መጽሓፍ ናይ ነጻ ኢንተርነት ኣለዉ ሚስ ምልክቶም ።

8


ማሕበራውን፣ ሕጋውን ምክርታት

አንተ ደኣ ኣብ ካምፕ ኣለካ ሓላፊትካ ወይ ሓለፍቲ ኣለዉ ዝከታተሉ፣ አንተ ደኣ ገዛ ወሰድካ ድማ ኣብ 5 ቦታ ናይ መንግስቲ ኣለዉ ኣቡ ከድካ መሰልካ ትዛረቦም ዘለካ ህቶ ዩህግዙካ። ኣብዚ ድማ ሓገዝ ከም፣ መሰልካ ከም ስደተንኛ፣ ናይ ጉዳይ ወረቀትካ ትሓተሉ፣ ገዛ፣ ስራሕ፣ ትምህርቲ፣ ቚዋንቃ፣ ወይ አስፒዳለ ከሙ ድማ ናይ ኩሉ ሕቶ ወረቃቅቲ። መንግስታዊ መከርቲ ወይ ሓገዝ ዝገብሩ

• 17

ምክሪ ናይ ጉዳይ ወረቃቅቲ Salve

ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት ጉዳያት ገዛ ምድላይን ኣብ ዝተፈላአዩ ጉዳያት ምስላጥን   Odermannstraße 19, Lindenau ባቡር 8, 15 → Lützner- / Merseburger Straße   ሶኒ – ዓርቢ 9:30 – 17:00 ሰዓት   0341 / 4206097 salve-raa-leipzig@gmx.de www.raa-leipzig.de

ConVivendum Leipzig ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ   Deutscher Platz 4, Reudnitz ባቡር 12,15 → Technisches Rathaus   ሶኒ – ዓርቢ 9 :00 – 12:00 ፣ 13:00 – 16:00 ሰዓት ፣ ቀጠሮ በ   0341 / 35053643 sozialbetreuung-leipzig@convivendum.de www.convivendum.de fb: ConVivendum - gemeinnützige Gesellschaft 63

9


33 Caritasverband Leipzig ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት ጉዳያት ገዛ ምድላይን ኣብ ዝተፈላአዩ ጉዳያት ምስላጥን ን ነኣሽቱን ዓበይትን ኩሉ ዘድሉ ደገፍ  Elsterstraße 15, Zentrum ባቡር 1, 2, 8, 14  → Westplatz  ናይ ጉዳይ ዑቅባ ምክርታትን ሶኒ 13:00  –17:00 ሰዓት ሓሙስ 9:00 –12:00 ፣ 13:00  –16:00 ሰዓት ናይ ጉዳይ ስደተና ምክርታት ሶኒ ሶኒ 13:00 –16:00 ሰዓት ሓሙስ 13:00 –15:00 ፣ ቀጠሮ በ  0341 / 9636136 ፣  0341 / 9636151 migrantenhilfe@caritas-leipzig.de d.brohm@caritas-leipzig.de t.koerner@caritas-leipzig.de www.caritas-leipzig.de

83 Internationale Frauen Leipzig e.V. ዝተፈላለዩ ባህልን ሚክርን ኣብ ዝተፈላለየ ቃንውቃ  Konradstraße 60 a (Bürgertreff Volkmarsdorf), Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz  ሶኒ 11:00 –16:00  ሮብ ፣ ሓሙስ 11:00 –17:00 ሰዓት ዓርቢ 19:00 –12:00 ፣ ቀጠሮ በ  0341 / 6888940 frauenverein-leipzig@hotmail.de Weitere Angebote: www.if-leipzig.de fb: Internationale-Frauen-Leipzig-eV

10


ዘይመንግስታዊ መከርቲሰባት ብተርጉኣማይህ ሓደ ሓደ ጊዘ ገርና ሚክሪን ሓገዝን ንሂብ ብዘይ ገንዘብ ሺምካ ከይነገርካ ዝኮነ ሃበረታ ምክርን ትወሲድ ትራይ ከድካ ኣቡ ትዛረቦም ሚክሪ ትረኪብ።

51 RefugeeLawClinic ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት መሰልካ ማፍላጥን ድሚ ኢንተርቪአው ምግባርካ ኪትገብሮ ዘለካ ምክርታት  Kochstraße 132 ( Werk 2, Gesellschaft für Völkerverständigung), Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ኮልተ ዓርቢ ኣብ ወርሒ ካብ 14:00  –16:00 ሰዓት ፣ ድሕሪ ቆጸራ  beratung@rlcl.de www.rlcl.de

90 ሕበረታ Infobus ናይ ሞቢልለ ሚክርታት ንስደተናናት  Torgauerstraße 290, Paunsdorf ባቡር 3 → Arcus Park  ሮብ 17:30  –19:30 ሰዓት  bus-le@riseup.net www.menschen-wuerdig.org/ beratungsbus/

81 Mosaik Leipzig e.V. ማሕበራዊ ምክርታት ናይ ግሊ ሰብ ምክርን ደገፍን ንስድራበታት ከሙ ድማ ነኣሽቱን  Eisenbahnstraße 66, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  →  Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstr.  ሶሉስ 14:00 –18:00 ፣ ሓሙስ 9:00  –12:00 ሰዓት  0341 / 60479907 mbe@mosaik-leipzig.de www.mosaik-leipzig.de/ migrationsberatung fb: Mosaik Leipzig e.V.

11


10 ቀይሕ መስቀል ናይ ጀርመን DRK Akademischer Kreisverband Leipzig ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት ጉዳያብ ገዛ ምድላይን ኣብ ዝተፈላአዩ ጉዳያት ምስላጥን ን ነኣሽቱን ዓበይትን ኩሉ ዘድሉ ደገፍ  Birkenstraße 30, Plagwitz ባቡር 3, 14, ኣውቶቡስ 74 → Felsenkeller  ሶሉስ፣ ዓርቢ 10 :00 –12:00 ሰዓት  0341 / 4799464 migration@drk-akademischer-kv-leipzig.de www.drk-akademischer-kv-leipzig.de

47 ቀይሕ መስቀል ናይ ጀርመን DRK Kreisverband Leipzig Stadt e.V. ምክርታትን ንስደተናናት  Brandvorwerkstraße 36 a, Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Karl-Liebknecht-Str. / Kurt-Eisner-Str.  ሶሉስ 12:00  –14:00 ሰዓት ሓሙስ 9:00 –11:00 ሰዓት  0341 / 3035128 migration@drk-leipzig.de

46 መራከቢ ስድራር ናይ ፋሚልይ ጥርናፈ Verband binationaler Familien und Partnerschaften ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት ጉዳያብ ናይ ጆብ ሰንተርን ብዘይ ደገፍን ሙርከሳን ጉዳያት ኣብ ሕድሕዳሰ ምድጛፍ ማለት  Arndtstraße 63, Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Südplatz  ሶኒ – ሓሙስ 9:00  –13:00 ሰዓት ዓርቢ 9 :00 –11:00 ሰዓት  0341 / 6880022 leipzig@verband-binationaler.de www.leipzig.verband-binational.de

24 ኮንታክት ሽተለ ናይ ገዛ Kontaktstelle Wohnen ደገፍ ኣብ ገዛ ምድላይ ንስደተናናት  Georg-Schwarz-Str. 19, Lindenau ባቡር 7 →  G.-Schwarz- / Merseburger Straße  ሶሉስ  10:00  –12:00 ሰዓት ሮብ 13 :00 –15:00 ሰዓት  0341 / 39295610 info@kontaktstelle-wohnen.de www.kontaktstelle-wohnen.de fb: Kontaktstelle Wohnen 12


81 ምክሪ ናይ ተጻባኦ ዘጋጠሞም ሰባት ደገፍ ኣብ መንጎ (12 – 27) ዘለዉ ሰባት ኣብ ትምህርትን ዝተፈላለዩ ስራሕን  Eisenbahnstraße 66, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  →  Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstr.  ሶሉስ ፣ ሮብ 13:00  –17:00 ሰዓት ፣ ሓሙስ 14:00  –17:00 ሰዓት ፣ ቀጠሮ በ  0341 / 68709124 jmd@naomi-leipzig.de www.naomi-leipzig.de

60 ናይ መነሰያት ማህበር – Internationaler Bund ደገፍ ኣብ መንጎ (12 – 27) ዘለዉ ሰባት ኣብ ትምህርትን ዝተፈላለዩ ስራሕን ከሙ ድማ ናይ ፋሚልይ ጉዳይትን  Bornaischen Str. 53, Connewitz ባቡር 11 → Hildebrandstraße  ሶኒ 15:00  –19:00 ሰዓት ፣ ሶሉስ ቀጠሮ በ ሮብ  10:00 –12:00 ሰዓት ፣ 13:00  –18:00 ሰዓት ሓሙስ ፣ ዓርቢ 13:00  –16:00 ሰዓት  0341 / 3378644 jmd-leipzig@internationaler-bund.de www.internationaler-bund.de

38 ምክሪ ናይ ተጻባኦ ዘጋጠሞም ሰባት RAA Leipzig e.V. ማሕበራዊ ምክርታት ናይ ግሊ ሰብ ምክርን ደገፍን ንስድራበታት ከሙ ድማ ነኣሽቱን ከሙ ድማ ካብ ዓለት ሰባትን ዝፈላልዩ ምፍላጥ መሰላትን  Peterssteinweg 3, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 10, 11, 14  → W.-Leuschner-Platz  ሶሉስ  10:00  –12:00 ፣ 13:00  –16:00 ሰዓት ሓሙስ 13:00  –18:00 ሰዓት ፣ ቀጠሮ በ  0341 / 2618647 opferberatung@raa-leipizg.de www.international.raa-leipzig.de

57 መከርቲ በት ጽፈታት LinXXnet (Die Linke) ምክርታትን ንስደተናናት   Bornaische Str. 3 d, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ሮብ 11:00  –12:00 ሰዓት፣ 13 :00 –15:00 ሰዓት ፣ ቀጠሮ በ  0341 / 3081199 sozialberatung@linxxnet.de fb: linXXnet 13


19 ናይ ፖለተካ በት ጽሕፈት Interim (Die Linke) ማሕበራዊ ምክርታት   Demmeringstraße 32, Lindenau ባቡር 7, 8, 15 → Lindenauer Markt  2  ሓሙስ ኣብ ወርሒ 12 :00 –15:00 ፣ 16:00 –19:00 ሰዓት

18

ናይ ስንክልና ደገፋት ለኢፕዚግ

Mobiler Behindertendienst Leipzig e.V. ዝተፈላለዩ ስንክልና ዜለዎም ሰባት ሚስ ምሉአ ቲዕና ዘለዎም ሰባት ዝግበር ናይ ሓባር ጊዘ መግቢ ምግባር አስበዛ ሚግባር ሚትሕብባር ወዘተን  Lindenauer Markt 13, Lindenau ባቡር 7, 8, 15 → Lindenauer Markt  ሶኒ – ዓርቢ 9:00 –18:00 ሰዓት  0157 / 71062669 tagesbetreuung@ mobiler-behindertendienst.de

67 ናጅባርሻፍት ሚሸት 2ek ምክርታትን ንስደተናናት  Zweinaundorferstraße 22, Reudnitz ባቡር 4 → Breite Straße  2 ጊዘ ኣብ ወርሒ ካብ 16:00  –18:00 ሰዓት  2ekinfo@posteo.de

15 AG Antrag – Die Ganze Bäckerei ምክርታትን ንስደተናናት ኣብ ናይ ወረቀት ጉዳያብ ናይ ጆብ ሰንተርን ብዘይ ደገፍን ሙርከሳን  Josephstraße 12, Lindenau ባቡር 8, 15  →  Lützner- / Merseburger Straße  ሓንሳብ ኣብ ወርሂ ሃሙስ ካብ 18:00  – 20:00 ሰዓት  ag-antrag@riseup.net

14


ናይ አስፒዳለ ናይ ኣእምሮን ደገፋት

5 ኣዋርሕ ናይ ፍቃድ ወረቀት ሚስወሰድካ ፍካድ ኣለካ ኣብ ኩሉ ሕክምና ኪትከየድ መሰለካ።

ኣብዚ ድማ ወላ ፍቃድ ወይ ድማ ወረቀት ናይ ሕክምና ኣይትውሰድ ብነጻ ምሳካ ኮይኑ ዝሕግዝ ተርጋማይ ኪትገብር ኣለካ።

Medinetz Leipzig ደገፍ መድሃኒታትሕክምናዊ ደገፋት ንስደተናናት ወላ ወረቃቅቲኦ ዘይብሎም ምክርን ደገፋትን ካብ ሕካይም   Peterssteinweg 3, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 10, 11, 14 → W.-Leuschner-Platz   ሶሉስ 16:00 –18:00 ሰዓት  0341 / 1259841 ፣ 0176 / 617275 01 kontakt@medinetz-leipzig.de 38

Haus Steinstraße e. V. ብነጻ ደገፋት ምክርን ናይ ስነ ኣአምሮ ትምህርትታት   Steinstraße 18, Südvorstadt ባቡር 10, 11 → K.-Liebknecht- / K.-Eisnerstr.   ቀጠሮ በ   psychologische-beratung-therapie@web.de www.haus-steinstrasse.de 49

38

ናይ ስነ ኣአምሮ ደገፋት – Mosaik Leipzig e. V

ብነጻ ደገፋት ምክርን ናይ ስነ ኣአምሮ ትምህርትታትብነጻ ደገፋት ምክርን ናይ ስነ ኣአምሮ ትምህርትታት ሚስ ስድራበት ዝኮነ ናይ ጥዒና ሽግር ኢስ ዥሉ   Peterssteinweg 3, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 10, 11, 14 → W.-Leuschner-Platz   ቀጠሮ በ ሮብ 11:00 –12:00 ሰዓት   0341 / 92787712 psz@mosaik-leipzig.de www.mosaik-leipzig.de fb: Mosaik Leipzig e.V. 15


47 ቀይሕመሰቀል ጀርመን DRK Leipzig Stadt e. V. ነብሰጾራትን ካሎትን መራከቢ ቦታ ምክርን ደገፍን  Brandvorwerkstraße 36 a, Südvorstadt ባቡር 10, 11→ K.-Liebknecht- / K.-Eisnerstraße  ሶኒ፣ ሓሙስ 9 :00 –14:00 ሰዓት ሶሉስ 14:00 –15:00 ሰዓት  0341 / 3035120 schwangerenberatung@drk-leipzig.de

88 ናያኢድስ ደገፋትን ሚክርታትን Aids Hilfe Leipzig ምክርን ደገፍን ካብ ሕማም ኣይድስ ጊብረስጋ ዝመሓላለፉ ሕማማትን  Ossietzkystraße 18, Zentrum ባቡር 1 →  Ossietzky- / Gorkistraße  ሶሉስ፣ ሮብ፣ ሓሙስ 15:00  –18:00 ሰዓት  0341 / 2323126 counselling hotline 0700 / 445334341 info@leipzig.aidshilfe.de

16


ናይ ወልፍታት ሚክርታት ዝኮነ ሽግር ሚስ መስተ ወይ ድማ ሓሽሽ ዥህልወካ ምክሪ ዥቡካ ኣለዉ በዚ ሃበረታ ትረክቦም www.leipzig.de/jugend-familie-und-soziales/ gesundheit/suchthilfe

ናርኮቲስ ኣነንሞስ ለፕዚግ

ኣኖኝመን ኣልኮል

26

Narcotics Anonymus Leipzig ማህበራት ናይ ሓሽሽ ሺግር ዘለዎም ሰባት ከሙ ናይ ካሊ ሺግር ዘለዎም  Mörkernsche Straße 3 (Suchtberatungsrelle Impuls), Gohlis ባቡር 4 → Mencke Straße  ቅዳም 18:15 –19:45 ሮብ 19 – 20:30 ሰዓት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ፣ ሳልሰይቲ፣ ራብዐይቲ ሓሙስ ኣብ ወርሒ 18:00 –19:30 ሰዓት ኪልተ ሓሙስ ኣብ ወርሒ16:30  –17:30  0163 / 9092741 narcotics.anonymous.leipzig@gmail.com www.narcotics-anonymous.de

Anonyme Alkoholiker ግና ናይ መስተ ሽግር ዘለዎም መራከቢ ቦታ አዩ  www.anonyme-alkoholiker.de

17


ቓዋንቓ

ንሕጊ ናይ ገርማን አንተ ኣብ ጀርመን ብዙሕ ኪትነብር ደሊካ ብዉሑድ A2 ሰርትፊካት ኪህልወካ ኣለዎ። አንተ ደኣ ኣብ ጀርመን ፍቃድ ወረቅት ወሲድካ መሰል ኣለካ ብዉሕድ ባህልን ቓዋቓን ኪትመሃር ሚስ ሰርትፊካት። ኩሎም በትምህርትታት ኣብ ለኢፕዚግ ዘለዉ በዚ ኣድራሳ ትረክብዎም www.bamf.de/webgis-integrationskurse አንተ ዝያዳ ሓበረታ መይ ከገርካ ትምዝገብ ደለኩም ኣብዚ ኣለኩም ኣብቶም መከርቲ ቦታ ከይድኩም ትውከስዎም፣ ኩሉ ብጀርመን አዩ። ተወሳኪ ድማ ዝኮነ ናይ ሃባር ሚስ ሰብ ተራኪብካ ጀርመን ዝምህሩ ኣለዉ ግና አዝዮም ብዘይ ሰርትፊካት አዮም።

Caritasverband Leipzig ትምህርት ቃንቃ ድሕሪ ሚምዝጋብ   Elsterstraße 15, Zentrum ባቡር 1, 2, 8, 14 → Westplatz   ሶኒ፣ ሶሉስ 14:30 –16:00 ሰዓት ትምህርቲ ጀርመን ሓሙስ 13:30–15:00 ሰዓት ሓሙስ ናይ ዘረባ ትምህርቲ   0341 / 963610 migrantenhilfe@cartias-leipzig.de 33

• 51

ምቅብባል ዝተፈላልለርያ ሃገራት

ሚዝርጋህ ምክርታትን ትምህርትታት ኣብ ወርሂ 8€ ትከፍል ንብረት ትምህርት ድማ ኣሎ   Kochstraße 132 ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107 → Connewitzer Kreuz   ሶኒ– ሮብ ፣ ዓርቢ13 –17 ሰዓት   0341 / 3061905 info@gfvv-leipzig.de 18


50 ዛክሰን ጀርመን ሩስያን ማህበር Deutsch Russisches Zentrum Sachsen e.V. ናይ ኮምኒካሽን ትራኢኒንግ ንጀመርቲ ከሙ ድማ ዝተመሃሩን  (Haus der Demokratie) Bernhard-Göring-Str. 152, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ሶሉስ ፣ ሓሙስ 11:00 –14:00 ሰዓት  0341 / 3065225 drz-sachsen@primacom.net www.hddl.de

74 ABC-Schule መጀመርያ ትምህርቲጀርመን ሚስ ኣልፋበት መባእታ ትምህርቲ 1 ንሰዓት ይከፍሉ መብዛሕቱ ግና ሕሱር ነጻ ኡዩ  Bussestraße 6, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8 → Einertstraße  0163 / 3686613 joke.oud@gmx.de

24 ባዕልካ ካብ ሰባት ሚምሃር Autodidaktische Initiative ትምህርት ቃንቃ ናይ መኒሰያት ሰባት በት ቲምህርቲ ግና ዘይኮኑ  Georg-Schwarz-Str. 19 ባቡር 7 →  G.-Schwarz- / Merseburger Straße  ሓሙስ 17:00 ሰዓት  0157 / 56355331 info@adi-leipzig.net www.adi-leipzig.net

32 ለፕዚግ ኡኒቨርሲትይ ምህርቲ Uni Leipzig Sprachtandem ትምህርት ኣብ ለኢፕዚግ ኡኒቨርሲትይ ቲምህርቲ ኪመሃሩ ዝደልዩ ሰባት ኣብ ኢንተርነት ድማ ኣሎአኩም www.sprachtandem-leipzig.de ብዝተፈላለየ ቃንቃ  Goethestraße 2 (ገዛ ቁጽሪ 901 / 9 ደረጃ ፣ ፍሎኦር), Zentrum ባቡር 4, 7, 8, 10, 11, 12, 14, 15, 16  → Augustusplatz  ቀጠሮ በ  0341 / 9730277 tandem@uni-leipzig.de www.sprachtandem-leipzig.de fb: Tandem-Büro der Universität Leipzig 19


67 ናችክባርሻፍት ሚሸት 2ek ናይ ዘረባ ሚሸት ናይ ሃባር ሚሸት  Zweinaundorferstraße 22, Reudnitz ባቡር 4 → Breite Straße  ሶሉስ 18:00 – 20:00 ሰዓት  2ekinfo@posteo.de

30 በተክርስትያ ሩስያ ከሙ ድማ ናይ ኣፍሪካ Die Villa  ኣብታ ታሕቲ ቦታ መክዘን ኮይኑ ሰባት ተራኪቦም ይዘናግዑ  Lessingstraße 7, Zentrum ባቡር 3, 4, 7, 15 → Leibnizstraße oder ባቡር 1, 14  → Gottschedstraße  ሶሉስ 20:00 ሰዓት  hauszentrale@villa-leipzig.de www.villa-leipzig.de

ኣብ ኢንተርነት ድማ ትመሃር በዚ ኣድራሽ ኣሎ ብነጻ ትመሃር ከይከፈልኩም ትረክብዎም ኣብ ኮምፑተር ከሙ ድማ ተለፎን፣ ኩሉ ብጀርመን አዩ። www.asyl-wittelsbacherland.de/ deutsch-lernen-im-internet/

20


ዉሑስ ቦታ

ኣብዚ ቦታ ብፍላይ ንግብሪሰዶም ዝገብሩ ወይ ድማ ዝገብራ ዝኮነ ተቃውሞ ሚስ ዘጋጥመኩም በዚ ኣድራሻ ዉሑስ ቦታ ትረክቡ ምስ ከማኩም ዒይነት ሰባት ድማ ነጻነት ዘለዎ ቦታ ኣሎኩም ከሙ ድማ ሓገዝ ደገፍን ንገብረልኩም።

ደቂ ኣንስትዮ ን ደቂ ኣንስትዮ

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ስራሕ

44

Frauen für Frauen e.V. Leipzig ንደቂ ኣንስትዮ ምክርን ደገፍን ኣብ ናብራን ሂወትን ዝኮነ ሺግር ዘጋጠመን ካብ ኣሕዋተን ኣዋልድ   Karl-Liebknecht Str. 59, Südvorstadt ባቡር 10, 11 → Südplatz   ቀጠሮ በ   ቀጠሮ: 0341 / 3919791 የአደጋ ጥሪ: 0341 / 4798179 kontakt@frauenfuerfrauen-leipzig.de www.fff-leipzig.de fb: Frauen für Frauen e. V. Leipzig 84

FiA – Frauen in Arbeit ምርካብ ደቂ ኣንስትዮ ንስራህ ትምህርቲዝተፈላለዩ ምክርታታን   Konradstraße 62, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz   ሶኒ– ዓርቢ 10:00 –15:00 ሰዓት   0341 / 58154515 hallo@fia-leipzig.de fb: Frauenkultur Leipzig

21


65 ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኣዋልድፍን Lebenszeiten e.V. ምክርን ደገፍን ንደቂ ኣንስትዮ  Melscher Str. 1, Stötteriz ባቡር 4 → S-Bahnhof Stötteriz  ቀጠሮ በ  0341 / 25659985 LEBENSZEITENeV@aol.com www.lebenszeiten.leipzigerinnen.de

44 Girlz*Space ደገ ስራሕ ነ ደቂ ኣንስትዮ ካብ 11 ክሳብ 27 ምክርን፣ ደገፍን፣ መደባት ጸወታ  Karl-Liebknecht Str. 59, Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Südplatz  ቀጠሮ በ  0176 / 80687056 (whatsapp)

52 ማሕበራዊ ምክርታት ደቂ ኣንስትዮ Soziokulturelles Zentrum Frauenkultur ፕሮጀክት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈላለዩ መደባት  Windscheidstraße 51, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ኣብ ኢንተርነት ምርካብ www.frauenkultur-leipzig.de  0341 / 2130030 hallo@frauenkultur-leipzig.de

85 ዓለምለካዊ መኣልቲ ደቂ ኣንስትዮ Internationale Frauen Leipzig e.V. ዝተፈላለዩ ቁዋንቃ መራከቢ ቦታ ንደቂ ኣንስትዮ ኣደዳት ሃጻናትን  Konradstraße 60 a, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz  ሓሙስ 15 :00 –18:00 ሰዓት  0341 / 6888940 frauenverein-leipzig@hotmail.de www.if-leipzig.de

82 ስፖርት ን ጎራዙ ኣዋልድ ስፖርት ን ጎራዙ ኣዋልድ ኪሳብ ደቂ 27 ዓመት ብነጻ ትራኢኒን  Sporthalle im Rabet, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  → Hermann-Liebmann-Str./Eisenbahnstr.  ዓርቢ 14:00 –15:00 ሰዓት 22


15 ካፈተሪኣ ንስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ መራከቢ ናይ ደቂ ኣንስትዮ መራከቢ ቦታ  (Die ganze Bäckerei) Josephstr. 12, Lindenau ባቡር 8, 15  →  Lützner- / Merseburger Str.  ሮብ 16:00 ሰዓት  casablanca@riseup.net www.die-ganze-baeckerei.net fb: The Wohle Bakery

73 ሕድው ጾታ ናይ ስጋዊ ርክብ ዘለዎም Queer Refugee Network Leipzig ሕድው ጾታ ናይ ስጋዊ ርክብ ዘለዎም ሰባት ምክርን ደገፍን  Lange Str. 11 (RosaLinde e.V.), Reudnitz ባቡር 4, 7 → Gerichtsweg  ምክሪ ሮብ  10:00 –17:00 ሰዓት  0341 / 392946722 ፣ 0177 / 1636454 refugees@rosalinde-leipzig.de www.rosalinde.de fb: Queer Refugees Network Leipzig

43 ናይ ባራት ሚሸት ሚስ ግብሪ ሰዶም ዝገብሩ ሰባትን – Queerseitig   Braustraße 20, Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Südplatz  ክልተ ሓሙስ ኣብ ወርሒ ሰዓት 20:00 ሰዓት  queerseitig@riseup.net www.queerseitig.wordpress.com fb: Queerseitig

04 ባር ንደቂ ኣንስትዮ ግብሪ ሰዶም ዝገበሩ Meuterei ናይ ባራት ሚሸት ሚስ ግብሪ ሰዶም ዝገብሩ ሰባትን ግና ን ኣወዳት ዘይብሉ  Zollschppenstraße 1– 3, Plagwitz ባቡር 14 → S-Bahnhof Plagwitz  ስልስተ ሓሙስ ኣብ ወርሒ  meuterei@inforiot.de www.meuterei.blogsport.de

79   

ናይ አንዳ ሳይክል ንደቂ ኣንስትዮ Radsfatz መዓዐረዪ ሳይክል ን ደቂ ናስትዮ ግና ግብሪ ሰዶም ዝገብራ Eisenbahnstraße 113b, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz ሮብ 15 :00 – 19:00 ሰዓት www.radsfatz.org 23


መራከቢ ቦታ ንቆልፁን መእሰያትን ­

ብነጻ መዘናግዒ ቦታ

01 Kinder-, Jugend- und Familienzentrum Grünau­­­ ኣብ ጊዘ ነጻ ሚርካብ ሰባት ህጻናትን ፋሚልን ወይ ድማ ኣብ ካፈ ባህልን  Ringstraße 2, Grünau ባቡር 1, 2  → Stuttgarterallee  ሶኒ– ዓርቢ 9:00 –16:00 ሰዓት  familienzentrum@caritas-leipzig.de www.caritas-leipzig.de

30 Die Villa – በተክርስትያ ሩስያ ከሙ ድማ ናይ

ኣፍሪካ ኣብ ጊዘ ነጻ ሚርካብ ሰባት ህጻናትን ስፖርት ናይ

ኮምፑተር ገዛ ኣሎ   Lessingstraße 7, Zentrum ባቡር 3, 4, 7, 15 → Leibnizstraße oder ባቡር 1, 14  → Gottschedstraße  ኣብ ኢንተርነት ዝርከቡ ኩሎም መደባት  0341 / 3552040 jugendarbeit@villa-leipzig.de www.villa-leipzig.de/besuchen/jungevilla fb: VILLA Leipzig

85 MiO – ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምብራቅ ባህሊ ንደቂ ኣንስትዮ ካብ 6 – 21 ዓድመ ዘለዋ ብዝተፈላለየ ቃንቃ  Konradstraße 64, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  → Hermann-Liebmann-Str./Eisenbahnstr.  ሶኒ– ዓርቢ 14:00 –18:00 ሰዓት  0341 / 2130030 hallo@frauenkultur-leipzig.de www.mio-maedchentreff.de 24


68 ምርካብ ሰባት ዝተፈላለዩ መደባትን Mühlstraße e.V. ኣገዳሲ መድባትን ፕሮግራማትን ንመነሰያትን ፋሚልይን  Mühlstraße 14, Reudnitz ባቡር 12, 15  → Witzgallstraße ባቡር 4, ኣውቶቡስ 60, 70 →  Riebeck- / Oststr.  ክፉት ናይ መነሰያት መደብ ሶሉስ 15:00 –20:00 ሰዓት ህጻናት ስድራን መደባት ሶሉስ 9:30 –10:30 ሰዓት ናይ ፋሚሊ ቁርሲ ርብዕ 9:30 –12:00 ሰዓት ናይ ፋሚሊ ምሳሕ ህጸናት ካብ 16:00 –18:00 ሰዓት ሓሙስ ስድራ ምስ ህጸናት መደባት 9:30 –11:00 ሰዓት  0341 / 9903600 verein@muehlstrasse.de www.muehlstrasse.de fb: Jugendtreff Mühlstrasse 14 e.V.

25


ክዳውንትን ንብረትን

ኣብዚ ቦታ ውዳይ ኪዳውንቲ ብሓሰረ ዋጋ ትረክብዎ።

02 ካሪታስ ናይ ንብረት ጣዋሉ ሓገዝ Caritasladen und Möbeldienst ክዳውንቲ ንብረት ትምህርቲ መጻወቲ ዝተፈላለ  Alte Salzstraße 54, Grünau ባቡር 8, 15  → Grünauer Allee  ሶኒ 12 :00 –17:00 ሰዓት  caritasladen@caritas-leipzig.de www.caritas-leipzig.de

09 ንብረትን ኪዳውንትን Seniorenhaus Selbsthilfe Plagwitz e.V. ክዳውንቲ ንብትን ናይ ገዛን  Karl-Heine-Straße 41 ባቡር 3, 14, ኣውቶቡስ 74 → Felsenkeller  ሮብ ፣ ዓርቢ  10:00 –17:00  ሰዓት

11 ቀይሕመስቀል ናይ ጀርመን Deutsches Rotes Kreuz Kleiderkammer ክዳውንትን ንብረት ናይ ገዛን ገና ጣዋሉ ትራይ  Birkenstraße 26, Lindenau ባቡር 3, 14, ኣውቶቡስ 74 → Felsenkeller  ሶኒ– ሓሙስ 8:30 –16:00 ሰዓት ዓርቢ 8:30 –13:30  ሰዓት

47 ቀይሕመሰቀል ጀርመን DRK Kreisverband Leipzig Stadt e.V. ክዳውንቲ መጽወቲ ንብረት  Brandvorwerkstraße 36 a, Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Karl-Liebknecht-/Kurt-Eisner-Straße  ሶኒ፣ ዓርቢ 9 :00 –11:00 ሰዓት ሶሉስ 9:00 –11:00 ፣ 13:00 –15:00 ሓሙስ 13:00 –16:00 26


25 Diakonie Passgenau ክዳውንቲ መጽወቲ ንብረት  Georg-Schuhmann-Str. 172, Gohlis ባቡር 10, 11  → Dantestraße  ሶሉስ – ዓርቢ 11:00 –18:00

36 Diakonie Leipziger Oase ክዳውንቲ መጽወቲ ንብረት  Nürnbergerstraße 37, Zentrum ባቡር 4, 7, 12, 15, ኣውቶቡስ 690  → Johannisplatz  ሶኒ፣ ሶሉስ፣ ሓሙስ 9:00 –14:00 ሰዓት ሮብ 9:00 –18:00 ሰዓት

87 Bürgerverein Schönefeld ክዳውንቲ ንህጻናት ሚስ መጻወቲ ንብረት በት ትምህርቲ  Clara-Wieckstraße 8, Schönefeld ባቡር 1  → Stöckelstraße  ሶኒ– ሓሙስ 9:00 –12:00 ፣ 14:00 –17:00 ሰዓት ዓርቢ 9:00 –12:00  info@bv-schoenefeld.de www.bv-schoenefeld.de fb: Bürgerverein Schönefeld e.V.

እንካን ሃባን ኒብረት ኣብዚ ቦታ ድማ ዝኮነ ዘየድልየኩም ንብረት ግና ዘይተሰብረ ዘይተበላሸወ ቲህብዎም ንሶም ድማ ዝደለካዮ ኒብረት ግና ዘይተበላሸወ ይህቡካ።

78 ነጻ ንብረት Wagenplatz RhizomiA ናይ ነጻ ዱካናት ግና ሙስታዓመል አዩ   Schultze-Delitzsch-Str / Bennigsenstraße, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz  ቀጠሮ በ  rhizomia@riseup.net www.rhizomia.noblogs.org

77 N.U.R. ፍሉይ ዱካናት  Mariannenstraße 89, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  →  Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstr.  ሓሙስ ፣ ዓርቢ 19:00 ሰንበተ 17:00  NuRleipzig@gmail.de 27


ኣብ ኢንተርነት ድማ ብዝ ሓሰረ ዋጋ ዝተፈላለየ ንብረት ኣለኩም አቲ ወብ ስይት ድማ eBay Kleinanzeigen ከሙ ድማ ኣብ ለኢፕዚግ ጥራይ ንብረት ካብ ኢንተርነት ትረክብዎ።

ankommen.eu ንብረት ኣብ ኢንተርነት ካብ ጀርመናውያን ሓገዝ ብነጻ ንስደተናንታት  www.ankommen.eu fb: ankommen.eu —

Das Schwarze Brett ሓንቲ ኢንተርነት ስራሕ ወይ ድማ ገዛ ኒብረት ገዛን ሚስ ትደሊ በዛ ኢማኢል ትረክቦም www.dsble.de —

28


ቤት ዖዮ

ችክልስታ ብሽክለታ ከተዒርዩ ሚስ ትደልዩ ወይ ድማ ሓንቲ ሳይክል ኪስርሕዋ ኣብዚ ቦታ ኣለኩም።

Radhaus መዐረዪ ሳይክል   Josephstraße 27, Lindenau ባቡር 8, 15 → Lützner- / Merseburger Straße   ኣብ ክራማት ጊዘ ዓርቢ ካብ 14:00 –19:00   info@nachbarschaftsgaerten.de 14

Radsfatz መዐረዪ ሳይክል   Eisenbahnstraße 113 b, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz   ሶሉስ፣ ሓሙስ 14:00 –18:00 ካላይቲ ከሙ ድማ ራብዓይቲ ርብ 15:00 –19:00: FLIT, ሰንበተ 15:00 –19:00   www.radsfatz.org 79

ካሊእ ቤት ዖዮ

Café kaputt መዐረዪ ኒብረት ዝኮነ ዝተሰብረ ንብረት መስ መሳርሒ ኒብረት። ዝተሓባበሩ ሰባት ዉን ኣለዉ   Merseburger Str. 102 (Hinterhaus), Lindenau ባቡር 7 → G.-Schwarz- / Merseburger Straße   ሶሉስ 18:00 –20:00 ብሓበራ ሶሉስ 16:00 –18:00 ፣ ሮብ 15:00 –19:00: ተክኒክ ሓሙስ 16:00 –18:00: ማአለማ   cafekaputt@lebenlernenleipzig.de www.reparieren-in-leipzig.de fb: cafekaputt 20

29


72 Repair Café መዐረዪ ኒብረት ናይ ጀራዲን  Wurznerstraße 2, Volkmarsdorf ባቡር 7 → Wiebelstraße  ሶኒ 17:30

67 ናይ ጎረባብቲ ጊዘ 2ek ሶሉስ፣ ናይ ሕብሪ ምልካይ ፣ ከሙ ድማ ሮቡዕ ናይ ማአለማ ጊዘ  Zweinaundorferstraße 22, Reudnitz ባቡር 4 → Breite Straße  ሶሉስ 16:00 –17:30 ሮብ 16:00 –18:00

78 ተንቀሳቀሲ ገዛ RhizomiA ክፉት ናይ ማአለማ ቦታ ን ኩሉ ጽታ። ንግዳዊ ኣይኮነን   Schultze-Delitzsch-Str. / Bennigsenstraße, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz  ድሕሪ ዘረባ ቆጸራ ኩሉ ስራሕ ናይ ዓርቢ ካብ 12:00 –18:00  rhizomia@riseup.net www.rhizomia.noblogs.org

21 kunZstoffe e.V. ዝተፈላለዩ መሳርሒ ኣብ ማአለማ ከሙ ድማ ስፍየት ሚስ ዘድሊ መሳለጥ። ከሙ ድማ ኣብ ኢንተርነት ኪንረክቦም ኒካእል አና  Georg-Schwarz-Str. 7, Lindenau ባቡር 7 →  G.-Schwarz- / Merseburger Str.  ሶሉስ  14:00 –19:00 ሮብ  16:00 –19:00 ሓሙስ  15:00 –19:00  buro@kunzstoffe.de www.kunzstoffe.de

30


ሊብራርይ

ኣብዚ ጋዜጣ ከሙ ድማ መጻሕፍቲ ብነጻ ትረክብዎ ንገዛ ሚስ ትደልዩ ድማ ሓንቲ ካርት ኣላ ኣባ ቲምዝገቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዘረባታት ኣለኩም። ኣብዝተፈላላአየ ቦታ ልብራርይ ኣለኩም በዚ ኣዳርሻ ናይ ኢንተርነት ትረክብዎ www.stadtbibliothek.leipzig.de

ፍልይ ዝበለ ሊብራርይ ኣሎ ሓደ ኣርስቲ ትራይ ዘቅሪብ ካሊ ዘይብሉ።

ለፒዝግ ላይብራርይ

ናይ ኡኒቨርስትይ ላይብራርይ

37

Stadtbibliothek Leipzig  ጋዘጣ ብዝተፈላላየ ቁዋንቃ፣ መጽሓፍ፣ ፊልም፣ ሙዚቃ   Wilhelm-Leuschner-Platz 10, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 10, 11, 14 → W.-Leuschner-Platz   ሶኒ– ዓርቢ 10:00 –19:00 ቅዳም 10:00 –16:00 40

Albertina Unibibliothek ናይ ትምህርቲ መጽሓፍ ብዝተፈላለዩ ቁዋንቃ   Beethovenstraße 6, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 14 → Neues Rathaus   ሶኒ–ቅዳም 8:00 – 24:00

Bunte Büchothek 1400 መጻሕፍቲ ንቆሉዑ ብከባቢ 40 ቁዋንቃ ከሙ ድማ ቦታ ቆልዑ መራከቢ መላለዪ   Straße des 17. Juni 11, Zentrum ባቡር 2, 8, 9, 10, 11, 14 → W.-Leuschner-Platz   ሶሉስ – ሓሙስ 10 –12:30 ፣ 13:30 –18:00    info@bunte-buechotek.de www.bunte-buechothek.de

39

31


50 MONAliesA ፊልምን መጽሓፍን ብመሰላት ናይ ደቅ ኣንስትዮ  (Haus der Demokratie) Bernhard-Göring-Straße 152, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ሶሉስ – ሓሙስ 15:00 –19:00  monaliesa_leipzig@gmx.de www.monaliesa.de fb: MONAliesA

50 Umweltbibliothek ናይ ኣከባቢ ወይ ድማ ከባቢና አዩ  (Haus der Demokratie) Bernhard-Göring-Straße 152, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ሶኒ 13:00 –18:00 ሶሉስ – ሓሙስ  10:00 –19:00 ዓርቢ  10:00 –13:00

57 Eine Welt Bibliothek ናይ ዝተፈላላአያ ሃገራት ምድርን ዓለምለኻውነት ስነ ጆግራፍን ይዛረብ  Bornaische Str. 18 (Weltladen), Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz  ሶኒ – ዓርቢ  10:00 –16:00

41 Bibliothek der Rosa-Luxemburg-Stiftung መጻሕፍቲ ናይ ነጻነት መድሃኒትን ፖሊቲካ ታሪኽን  Harkortstraße 10, Zentrum ባቡር 10, 11  → Hohe Straße  ሶኒ፣ ሓሙስ  10:00 –12:00፣ 13:00 –17:00 ፣ ቀጠሮ በ

12 ላይብራርይ ኣንጻር ፋሺሽት Bibliothek des Antifaschismus መጻሓፍ ናይ ፋሺሽት ዝገልጹ  Zschochersche Str. 21, Plagwitz ባቡር 3, 14, ኣውቶቡስ 74 → Felsenkeller  ሶሉስ 9:30 –11:30 ሓሙስ 15:00–17:00

32


54 Conne Island መጻሕፍቲ ናይ ማህበራዊ ምንቅስቃስ   Koburgerstraße 3, Connewitz ባቡር 9 → Koburger Brücke  ሶሉስ – ሓሙስ  17:00 – 20:00  leipzig@infoladen.net www.conne-island.de fb: Infoladen Leipzig

28 Drugscouts ናይ ሓሺሽ ወይ ወልፍታት ምክርን ሓበረታን ላይብራርይ  Eutritzscherstraße 9, Zentrum ባቡር 9, 10, 11, 16  → Karl-Liebknecht-Straße  ሶኒ, ዓርቢ 11:00 –15:00 ሶሉስ, ሓሙስ 13:00 –17:00

33


መግቢ ዝስተን

ኣብዚ ድማ ናይ ሓባር ቦታ ንኩሉ ሰብ ናይ ጽም ትራይ ዝምገቡ ብዘይ ስጋ ብዉሑድ ገንዘብ ዝተፈላለየ መግቢ ትረክቡ ዝተፈላለዩ ሰባት ትላለዩ፣ ኣለዉ ሰባት መግቢ ዝሰርሑ አንተደሊኩም ብሓባር መግቢ ንሰርሕ፣ ድሕሪ መግቢ ግና ጽረት ብሓባር ማለትዩ። ኣብዚ ቦታ ኩሉ ጊዘ ዘይኮነ ሙዚቃ ይገብሩ አዮም ሳዒስዒት ዉን ኣሎ። 03

Wagenplatz Karl Helga Klingenstraße 18, Plagwitz ባቡር 14 → Gießerstraße

05

Plaque Industriestraße 101, Plagwitz ባቡር 14 → Gießerstraße

15

Die Ganze Bäckerei Josephstraße 12, Lindenau ባቡር 8, 15 → Lützner- / Merseburger Straße

22

Hinz und Kunz Georg-Schwarz-Str. 9, Lindenau ባቡር 7 → G.-Schwarz- / Merseburger Straße

23

Schwarz 10 Georg-Schwarz-Str. 10, Lindenau ባቡር 7 → G.-Schwarz- / Merseburger Straße

34

Libelle Kolonnadenstraße 19, Zentrum ባቡር 1, 2, 8, 14 → Westplatz

B12 Braustraße 20, Südvorstadt ባቡር 10, 11 → Südplatz

43

34


53 Similde Simildenstraße 9, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz

55 Manfred Stockartstraße 5, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz

56 Liwi Stockartstraße 11, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz

59 Zoro Bornaische Str. 54, Connewitz ባቡር 9, 10, 11, ኣውቶቡስ 70, 89, 107  → Connewitzer Kreuz

70 Atari Kippenbergstraße 20, Reudnitz ባቡር 4, ኣውቶቡስ 70, 72, 73 → Breite Straße

71 Wu Wurznerstraße 2, Volkmarsdorf ባቡር 7 → Wiebelstraße

77 N.U.R. Mariannenstraße 89, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70  →  Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstraße

79 Japanisches Haus Eisenbahnstraße 113 b, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz

35


ሰሙን ሶኒ

19:00 20:00

Die Ganze Bäckerei Atari Karl Helga

ሶሉስ

20:00

B12

ሮብ

19:00 20:00

Manfred Liwi Plaque

ሓሙስ

19:00

N.U.R.

Similde Zoro

20:00

Japanisches Haus Plaque Schwarz 10 Similde Manfred

ዓርቢ

19:00 20:00

N.U.R Wu

ቅዳም

10:00 20:00

Hinz und Kunz Japanisches Haus Libelle sublab

ሰንበተ

10:00

Schwarz 10 Liwi N.U.R.

17:00

36


ነጻ ጊዘን ባህልን

ኣብ ዝተፈላለየ፣ መዘናግዒ ቦታ ሰባት ትላለየሉ፣ ሲነማ ፊልም፣ ከሙ ድማ ባህልን መንሰያትን ኮታስ። ኣብ ኩሉ ሲነማን ዚክፈሎ ዒቀን ዉሱን አዩ ኣብ ለኢፕዚግ። ኣብዘን ቦታታ ድማ ፓርትይ ባራትን ኮንዘርት ኣብ KarlHeine-Str., Karl-Liebknecht-Str., Eisenbahnstr.�

Cinémathèque Leipzig ፊልም ትዓዘብ ኣብ መዳአታ ምዝርራብ ብነጻ መኣተዊ ንኩሉ ስደተና ኩሉ መደባት ምዝንጋዓ   Karl-Liebknecht-Straße 48, Südvorstadt ባቡር 10, 11 → Südplatz   0341 / 3039133 info@cinematheque-leipzig.de www.cinematheque-leipzig.de fb: Cinémathéque Leipzig e.V.

45

Cineding ሕንሳብ ኣብ ወርሒ ፊልም ብ ዓረብ ፋርሲ ጀርመን ብ ነጻ መኣተዊ ንስደተናታት  Karl-Heine-Str. 83, Plagwitz ባቡር 14 → Karl-Heine- / Merseburger Str.   ሶኒ 19:00 – 22:00 ፣ ሶሉስ – ቅዳም 19:00 – 24:00   0341 / 23959474 info@cineding-leipzig.de www.cineding-leipzig.de fb: Cineding Leipzig 07

Klubkinoklub – Schaubühne Lindenfels ፊልም ትዓዘብ ኣብ መዳአታ ምዝርራብ ብነጻ መኣተዊ   Karl-Heine-Straße 50, Plagwitz ባቡር 14 → Karl-Heine- / Merseburger Str.   ሶኒ 20:00   0341 / 484620 klubkinoklub@schaubuehne.com www.schaubuehne.com fb: Schaubühne Lindenfels 08

37


78 ተንቀሳቀሲ ገዛ RhizomiA ብነጻ ሲነማ ፊልምታትን ናይ ፖለቲካን ሚስ ጅርመን ከሙድማ ናይ አንግሊሽ   Schultze-Delitzsch-Str. / Bennigsenstraße, Volkmarsdorf ባቡር 3, 8 → Torgauer Platz  ሶሉስ 21:00

54 Conne Island ስደተናናትት ኣብ ዝኮነ ናይ ኮንሰርት መደባት ብ 50 ይአትዉ   Koburgerstraße 3, Connewitz Bus 70 → Koburger Brücke  0341 / 3013028 asyl@conne-island.de

86 Müzik-Stüdyo.74 መራከቢ ቦኣት ሚስ ስደተናናት ዓበይትን ነኣሽትን ሙዚቃ ዝተፈላለዩ ንብረት ሙዚቃ ኣለዉ ትጥቀሙ  Torgauerstraße 74, Volkmarsdorf ባቡር 3 → Volksgarten  0341 / 3552040 music-for-people@villa-leipzig.de fb: MuzikStudyo.74

35 ኝሙዚቃ ቦታ Gewandhaus zu Leipzig መራከቢ ቦኣት ሚስ ስደተናናት ብ ገፋንድ ሃውስ ዝተፈላለዩ መደባት  Augustusplatz 8, Zentrum ባቡር 4, 7, 8, 10, 11, 12, 15 → Augustusplatz  ቀጠሮ በ

06 Interaction መራከቢ ቦታ ሚዝንጋዓን ዝተፈላለዩ መደባትን ምሕዓባር ምዓባለ ኣብ ዝብል ኣረእስቲ ናይ ሃድስግን ኣኝ ከደምን ሊፕዚክ ዝክመቱ ሰባትን ዝተፈላለዩ ዎርክሾፕን ክፉት ደገ ኮን ኣክሽን ናይ ሃድስግን ኣኝ ከደምን ሊፕዚክ ዝክመቱ ሰባትን ዝተፈላለዩ ዎርክሾፕን ክፉት ደገ ኮን ኣክሽን ካፈ  Weißenfelser Str. 65 h (Social Impact Lab), Plagwitz ባቡር 14 → Gießerstraße  1. ሮቡዕ ኣብ ወርሂ 18:00: ዝክፈተሉ ጊዘ  kontakt@interaction-leipzig.de www.interaction-leipzig.de fb: Interaction Leipzig

38


42 Süd Café መራከቢ ቦኣት ሚስ ስደተናናት ናክባር ሻፍት  Schletterstraße 7 (Evangelisches Schulzentrum Leipzig), Südvorstadt ባቡር 10, 11  → Hohe Straße, ባቡር 2, 9, 16 → Bayerischer Bahnhoff  ሶሉስ ፣ ሓሙስ 16:00 –18:00  0341 / 22536810 suedcafe@bethlehem-leipzig.de www.suedcafe-leipzig.de fb: Südcafé Leipzig

31 ConActionCafé መራከቢ ቦኣት ሚስ ስደተናናት ዓበይትን ነኣሽትን ኪልተ ጊዘ ኣብ ወርሒ  Bosestraße 1 (Schauspiel Leipzig), Zentrum ባቡር 9 → Thomaskirche  ኪልተ ጊዘ ኣብ ወርሒ ኣብ ኢንተርነት ቆጸራ ምግባር www.conactioncafe.de  0341 / 1268153 conactioncafe@schauspiel-leipzig.de

39


ጀርዲን

ናይ ሓባር ጀርዲን ኣሎ ኣትክልቲ ኪትተክሉ ወይ ድማ ከይተሰከፍኩም ነፃኩም ዝከውን ቦታ ኣሎ። ካብ ሚያዝያ ኪሳብ መስከረም አዩ።

• 72

Querbeet [1] ኪፉት ጀርዲን ንኩሉ ሰብ ሚስ ምትሕልላፍ ባህልን ትምህርህርትን Bernhardiplatz (Alter Schulgarten), Reudnitz ባቡር 4, 7 → Reudnitz-Koehlerstraße ሮብ ፣ ዓርቢ 16:00 –18:00 info@querbeet-leipzig.de www.querbeet-leipzig.de fb: Initiative Querbeet

Querbeet [2] ኪፉት ጀርዲን ንኩሉ ሰብ ሚስ ምትሕልላፍ ባህልን ትምህርህርትን   Neustädter Str. 20, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8 → Einertstraße   ሶሉስ ፣ ቅዳም 16:00–19:00   info@querbeet-leipzig.de www.querbeet-leipzig.de fb: Initiative Querbeet 76

Bunte Gärten ዝተፈላለዩ ባህልን ሕብረተሰብን ምርካብ ሰባት ብ ጀርመን ምዝርራብ ከሙ ድማ ስፖርት ን ደቂ ኣንስትዮ   Pommernstraße 10 / Zweinaundorfer Straße, Anger-Crottendorf ኣውቶቡስ 72 → Leipzig Ostfriedhof   ቅዳም 15:00 –18:00   0178 / 3439541 kontakt@bunte-gaerten.org www.bunte-gaerten.org fb: Bunte Gärten Leipzig e.V. 40

66


61 Stadtgarten Connewitz ዝተፈላለዩ ሰባት ዝዉንንዎ ጀራዲን ብሓባር ምሶሶም ኮይንካ ጊዘ ምሕላፍን ኣብ ጀራዲን  Kohrenerstraße 4, Connewitz ባቡር 11 → Hildebrandstraße  ሶሉስ – ዓርቢ  10:00 –18:00, ሰንበተ 15:00 –18:00  0341 / 3065114 stadtgarten@oekoloewe.de www.oekoloewe.de/stadtgarten.html

13 AnnaLinde Gemeinschaftsgarten ዝተፍተላለዩ ዎርክሾፕ ኣብ ጀራዲን ሚምሃር ሚትሕውዋስ ምስ ሰባት ምዕባለን  Zschochersche Str. 12, Lindenau ባቡር 3, 14, ኣውቶቡስ 74 → Felsenkeller  ዓርቢ 16:00 – 20:00, ቅዳም 14:00 – 20:00  0152 / 21655436 info@annalinde-leipzig.de www.annalinde-leipzig.de fb: Annalinde Leipzig

69 ጀርዲን ናይ ልፕዚግ ቦታኒሸር Botanischer Garten der Universität Leipzig ናብ ጀርዲን መእተዊ ብነጻ አዩ ግና ናብ መድባት ግና ዋጋ ኣለዎ  Linnéstraße 1, Zentrum ባቡር 12, 15, ኣውቶቡስ 60 → Ostplatz  ሶሉስ–ሰንበተ 9:00 –18:00  0341 / 9736850 botgasek@uni-leipzig.de www.bota.uni-leipzig.de

41


መንፈሳውን ሃይማኖታውን ቦታ

ኣብዚ ቦታ ናይ ዝተፈላለየ ሃይማኖትን እምነትን መጽለዪ እዩ ኩሉ ሓበረታ ኣብዚ ትረክብዎም።

ኣስላም ኣልሳሃር ሰንተር

ናይ ኣስላም መስጊድን ለፕዚግ ማአከል ቦታ

ኣህማድያ ኣስላም መስጊድ

ናይ ፓኪስታን መስጊድ ከሙ ድማ ቡድሂዝም ናይ ቨኢትናም Pakistanische Moschee

16

Islamic Al-Sahra Center e.V. ናይ ኣረብ ሂብረት ጊዘን   Lütznerstraße 12, Lindenau ባቡር 3, 7, 8, 15 ፣ ኣውቶቡስ 74, 130, 131 → Angerbrücke   ዓርቢ ካብ 14:00 ናይ ክራማት ጊዘ    0177 / 5921059 75

Leipziger Zentrum für islamische Kultur und Forschung e.V. – Takva Moschee ናይ ዓርቢ ጸሎት ብ ጀርመን ቱርክን   Rosa-Luxemburg-Straße 45, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8 → Einertstraße   ዓርቢ ካብ 14:00 ናይ ክራማት ጊዘ 80

Ahmadiyya Muslim Jamaat Gemeinde   Eisenbahnstraße 108, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70 → Hermann-Liebmann-Str./Eisenbahnstr.   ዓርቢ ካብ 14:00 ናይ ክራማት ጊዘ   0160 / 1854900 (Imam Said Ahmed Arif) kontakt@ahmadiyya.de 27

ናይ ጸሎት ቦታ ክሉ ጊዘ   Theresienstraße 10, Zentrum ባቡር 16 → Wilhelminenstraße   0151 / 45854720 www.kulturgesellschaft.org 42


62 በተክርስትያ ሩስያ ከሙ ድማ ናይ ኣፍሪካ Verein afrikanischer Christen e.V.  Puschstraße 9 , Reudnitz-Thonberg ባቡር 16 → An den Tierkliniken ባቡር 2, 15  → Altes Messegelände  ሰንበተ 14:00  0162 / 6237683 bosongo@yahoo.fr

30 ናይ አስራል በተክርስትያን ሊፕዚግ Isralische Religionsgemeinde zu Leipzig  Keilstraße 4, Zentrum ባቡር 4, 7, 12, 15, ኣውቶቡስ 690  → Johannisplatz  0341 / 9800233 irg-leipzig@gmx.de www.irg-leipzig.de

48 ለፕዚግ አንግሊሽ በተክርስትያን Leipzig English Church  Scharnhorststraße 29, Südvorstadt ባቡር 10, 11, ኣውቶቡስ 60, 74  → Karl-Liebknecht-/Kurt-Eisner-Straße  ሰንበተ 10:30 ፣ 18:30  0341 / 3027951 office@leipzig-english-church.de www.leipzig-english-church.de

89 ናይ ፓኪስታን መስጊድ ከሙ ድማ ቡድሂዝም

ናይ ቨኢትናም

  

Vietnamesisch-Buddhistische Gemeinde Kamenzer Str. 1, Volkmarsdorf ባቡር 3 → Bautznerstraße እሑድ 10:00 –16:00 tamvien@googlemail.com

91 Gurdwara Gurmat Parchar e.V. ናይ ጸሎት ቦታ ክሉ ጊዘ ሚስ ሸክ  Johannes-Kärner-Str. 1 ባቡር 7, 8, ኣውቶቡስ 90 → Barbarastraße  8:00 – 20:00  baldev@bajwa.de www.gurdwara-germany.com

43


ስፖርት

ኣብዚ ቦታ ስፖርት አዩ ኩሉ ነገር ምስ ምንቅስቃስ ዝገልጹ ከም ኩዒሶ ዛመሰለ።

ናይ ኩዒሶ ቦታታት

ናይ ኩዒሶ ቦታታት

ናይ ባስከትን ናይ ኩዒሶ ቦታን ናይ ቮልይ ቦኣል ኣብ

ናይ ኩዒሶ ቦታታት ከሙ ድማ ናይ ባስከትባል

ናይ ኩዒሶ ቦታታት ምስ ነኣሽቱ ቦርታ ከሙ ድማ ናይ ባስከትባል ሰኪዐት

A5

A5

A6

B5

B5

Plovdiver Str., Grünau ባቡር 15 → Saturnstraße

Parkallee 51 / Nelkenweg, Grünau ባቡር 8, 15, ኣውቶቡስ 66 → Parkallee

Ratzelstraße / Stuttgarter Allee, Grünau ባቡር 1, 2, ኣውቶቡስ 65 → Stuttgarter Allee

Dahlienstraße 30 / Brünierst. 51, Grünau ባቡር 8, 15 → Grünauer Alle

Krakauerstraße / Alte Salzstraße, Grünau ባቡር 8, 15, ኣውቶቡስ 62, 65, S-Bahn 1 → Miltitzer Allee

ናይ ኩዒሶ ቦታታት ከሙ ድማ ናይ ባስከትባል ቦታታት

ናይ ባስከትባል ቦታ

E1

E6

Halberstädterstraße / Sasstraße, Gohlis ባቡር 4, ኣውቶቡስ 85, 90 oder S-Bahn 1 → Coppiplatz

Scharnhorststraße / K.-Liebknecht-Str., Südvorstadt ባቡር 10, 11, ኣውቶቡስ 60, 74 → Karl-Liebknecht- / Kurt-Eisner-Str. 44


F3 ናይ ባስከትን ናይ ኩዒሶ ቦታን ናይ ቮልይ ቦኣል

ኣብ ራበ መናፈሻ

Rabet Park, Volkmarsdorf ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70 → Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstr.

F4 ናይ ኩዒሶ ቦታታት ከሙ ድማ ናይ ባስከትባል

ቦታታት ኣብ ለነ መናፈሻ ከሙ ድማ ቮልይ ባል

Reudnitz ባቡር 12, 15 → Gutenbergplatz

F4 ኩዕሶ ቦታ Frommannstraße / Crusius-Str., Zentrum ባቡር 4, 7 → Gerichtsweg

F5 ናይ ኩዒሶ ቦታታት ከሙ ድማ ናይ ባስከትባል

ቦታታት Friedenspark, Zentrum ባቡር 2, 16, ኣውቶቡስ 74 → Deutsche Nationalbibliothek

F5

ኩዕሶ ቦታ

Semmelweisstraße / Dösner Weg,Zentrum ባቡር 2, 16, ኣውቶቡስ 74 → Deutsche Nationalbibliothek

F7 ናይ ባስከት ቦታ Marienbrunn ባቡር 10, 16 → An der Märchenwiese

G6 ናይ ባስከት ቦታ ከሙ ድማ ናይ ተኒስ ቦታ Kommandant-Prendel-Allee / Ecke Kolmstraße, Stötteritz ባቡር 4, ኣውቶቡስ 74, 79 → Kolmstraße

G7 ናይ ባስከትን ናይ ኩዒሶ ቦታን ናይ ቮልይ ቦኣል Bernhard-Kellermann-Str., Marienbrunn ባቡር 10, 16 → Moritz Hof

45


ለምለም ቦታ

ኣብ ለኢፕዚግ ዝተፈላላየ ከም መናፈሻ ቦታ ከሙ ድማ ዲጋ መሐንበሲ ፣ በረካ፣ ነኣሽቱ ገቦ በዚ ኣድራሻ ትረክብዎም። መናፈሻን፣ በረኻን B6

Volkspark / Küchenholz ባቡር 3 → Schwartzestraße ኣውቶቡስ 60 → Rödelstraße

D2

Auenwald ባቡር 9 → Mathildenstraße ኣውቶቡስ 70 → Connewitzer Kreuz

E4

• • • •

Johannapark ባቡር 1, 2, 8, 14 → Westplatz

E7

Wildpark ባቡር 9, Bus 107 → Wildpark

F2

Mariannenpark ባቡር 1 → Stannebeinplatz

F3

Rabet ባቡር 1, 3, 8, ኣውቶቡስ 70 → Hermann-Liebmann-Str. / Eisenbahnstr.

F4

• •

Lene-Voigt-Park ባቡር 12, 15, ኣውቶቡስ 60 → Ostplatz

F5

Friedenspark ባቡር 12, 15, ኣውቶቡስ 60 → Ostplatz ባቡር 2, 16 → Deutsche Nationalbibliothek

46


ኒኣሽቶይ ዲጋታት

• • •

A6 Kulkwitzer See ባቡር 1, 2 → Lausen C1 Auensee ኣውቶቡስ 80 → Auensee C7 Cospudener See ባቡር 9 → Roßplatz ኣውቶቡስ 65 → Cospudener-See, Nordstrand

• •

F7 Markkleeberger See ባቡር 11  →  Schillerplatz H1 Naturbad Nord-Ost (Thekla-See, Bagger) ባቡር 9, ኣውቶቡስ 70 – 83 → Thekla

ገቦ

C2 Nahleberg ባቡር 10,11, S-Bahn 1 → S-Bf. Möckern ኣውቶቡስ 67 → Leutzsch, Straßenbahnhof

E6 Fockeberg ባቡር 9, 10, 1 oder ኣውቶቡስ 70, 89 → H T WK

47


እንዳ ፎቶ ኮፒ ንሕና ካብ መንግስቲ ወይ ብመንግስቲ ዘይኮነ ባዒልና ናይ ኔጻ ግሩፕ አና ነዛ መጽሓፍ ድማ ናባኩም ንመሓላልፋ ኣለና እንተ ዝኮነ ሕቶ ኣለኩም ናባና ምጹ። አዚ ሓበረታ ግና ንሃዋራ ኣይኮነ ምብዛሕቱ ኣድርሻ ኣረጋጊጽና። ዝተሓትመትሉ ብ፣ Kim Schönberg Bornaische Straße 3d 04277 Leipzig

ሓበረታ፣ infoheft-leipzig@riseup.net

ኣብ ኢንተርነት ድማ ኣላትኩም ነጻ ናይ ዶውንሎድ www.infoheft-leipzig.de

48




Turn static files into dynamic content formats.

Create a flipbook
Issuu converts static files into: digital portfolios, online yearbooks, online catalogs, digital photo albums and more. Sign up and create your flipbook.